| 26 |
001 |
እንኳዕ ንግልጋሎት ዲጂታላዊ ሓበሬታ ሕርሻ (DEP) ተጠቃሚ ንምዃን በቓዕና! (ቢሮ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጅን ምህዞን ምስ ... |
Solomon |
2026-09-06 07:42:38 |
| 24 |
00011 |
ምህርትኹም ብሰንኪ ድርቂ እንተጠፊኡ ፣ ተወሳኺ ዘየድሊ ወጻኢ ኣይትግበሩ። ቀጺልካ እንታይ ክትገብር ከምዘለዎ ካብ ሕርሻ ወ... |
Muley Berihu |
2026-09-06 07:11:53 |
| 23 |
00010 |
ማይ ቆጥብ/ቢ፣ መግቢ እንስሳት ኣቐምጥ/ጢ፣ ዝበፅሐ ምህርቲ ኣክብ/ቢ፣ እንስሳት እንተደኺሞም ድማ ብኣግኡ ምኽሪ ሕተት/ቲ። |
Muley Berihu |
2026-09-06 07:10:37 |
| 22 |
0009 |
እንስሳት ማይን ምግብን ንምርካብ ንነዊሕ ርሕቀት ኣይተንቀሳቕሶም። |
Muley Berihu |
2026-09-06 07:09:43 |
| 21 |
0008 |
ጥዕና እንስሳትካ መዓልታዊ ተዓዘብ/ቢ። ምድካም፣ ተቕማጥ፣ ሰዓል፣ ምግቢ ምእባይ ወይ ዘይንቡር ባህሪ እንተሪኦምካ/ኪ ፣ ብ... |
Solomon |
2026-09-06 07:06:49 |
| 20 |
0007 |
ዝተበላሸወ ተረፍ-መረፍ ምህርቲ ሰብ ንእንስሳት ኣይትሃብዎም። |
Solomon |
2026-09-06 07:06:16 |
| 19 |
0006 |
እንስሳት ብሰንኪ ሕፅረት ማይ ወይ መግቢ ብቕልጡፍ እንተደኺሞም፣ ብቅልጡፍ ካብ በዓል ሞያ እንስሳት ምኽሪ ሕተት/ቲ። |
Solomon |
2026-09-06 07:05:17 |
| 18 |
0005 |
ከም ድርቋ፣ ሓሰርን ዝበሉ መግቢ እንስሳታት
ካልኦት ብእንስሳት ዝፍተዉ ተረፍ-መረፍ ምህርቲ ሰብ ብጥንቃቐ ኣቐምጥ/ጢ።... |
Muley Berihu |
2026-09-06 07:02:17 |
| 8 |
0004 |
1. ብዘሎ ትሑት ጠሊን ዝለዓለ ዋዒን ባልዕ ከይፍጠሩ ከባቢኻ ምፍታሽ የድሊ
3.ኣብ መስኖ ስራሕቲ ጠመተ ሂቦም ይስርሑ።... |
Muley Berihu |
2026-08-06 12:18:41 |
| 7 |
0003 |
ኩነታት ኽራማት 2018 ዓ.ም መሰረት ብምግባር ሓረስቶት
1. ኣብ ጠሊ ምዕቃብ ዝላዓለ ጠመተ ሂቦም ይስርሑ
2. ቁፅሪ... |
Muley Berihu |
2026-08-06 12:18:15 |